ኣብ ጉዕዞ ህይወት ክንዓብን ንዝተፈጠርናሉ ዕላማ ብዝግባእ ክንነብር ተዀይኑ፡ ምሕዳስ ፍልጠን ኣተሓሳስባን ጥራይ ዘይኰነ፡
ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ጽሑፎይ፡ዝተጎድአ ስምዒታትናን ስነ ኣእምሮናን ከነሕዊ መታን፡ ኣብ ጎደና ስምዒታዊ ሕውየት
“ዝምድናዊ ምሕደራ” ውጽኢት ናይቶም ኣቐዲምና ዝገለጽናዮም ሰለስተ ክፋላት ስምዒታዊ ብልሒ ማለት “ርእሰ ንቕሓት” “ርእሰ
ሳልሳይ ክፋል ስምዒታዊ ብልሒ (Emotional Intelligence) ከኣ “ማሕበራዊ ንቕሓት“‘ ‘ዩ። “ማሕበራዊ ንቕሓት” ክንብል ከለና