ካብ ዓለም ምፍላይ እቲ መሪሕ ቴማ ናይ ሓድሽ ኪዳን እዩ።የሱስ ቅድሚ ናብ መስቀል ምኻዱ ንደቂመዝሙሩ ንዓለም ከም ዘይብጽሕዋ ካብ ዓለም ከም ዘይኮኑን ነጊርዎም እዩ የሱስ ካብ ዓለም ከም ዘይኮነ’ውን ርእሱ [ … ]
ትርጉም “ብመልክዕና ኸም ምስልና ሰብ ንግበር”
“እቶም ኣብ ዘፍጥረት 1፡27 ዘለዉ ሰባት ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥሩ፣ ግና ኸኣ መናፍስቲ ጥራይ ዝዀኑ ሰባት እዮም” ንዝብል ትምህርቲ ሓሶት፡ ካብ ስሩ ዝምሕዋ፣ ካብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1 ን 2 ን እተወስዳ፣ [ … ]
ሚስጥራት ዓወት (Part 7)
ክንዮ ዓቕምኻ ክትፍተን ኣምላኽ ኣይሓድገካን እዩ ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ (1ቆሮ 10=13) ዘሎ ቃል ኣዚዩ ክብሪ ዝመልኦ ንኹሉና መጸናዒ ቃል እዩ ከምዚ ክኣ ይብል “ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን ። [ … ]