Messaage ኣርእስቲ እታ ኣልቡም Robel Netsereab - January 10, 2017October 20, 2018 ናይ መዝሙር ምንጪ እግዚኣብሄር በዓሉ እዩ። ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ እዉን ወሃቢ ሰማያዊ መዝሙራት እዩ። ስለዚ ኣርእስቲ ናይቲ መዝሙርና “መን የዉጽኣሉ?” ንዝብል ሕቶ ድሮ በቲ ወሃቢ መዝሙር ዝኾነ እግዚኣብሄር እዩ ተወሲኑ [ … ]