Blog

ሓርነት ካብ መንፈስ ዓለም

ካብ ዓለም ምፍላይ እቲ መሪሕ ቴማ ናይ ሓድሽ ኪዳን እዩ።የሱስ ቅድሚ ናብ መስቀል ምኻዱ ንደቂመዝሙሩ ንዓለም ከም ዘይብጽሕዋ ካብ ዓለም ከም ዘይኮኑን ነጊርዎም እዩ የሱስ ካብ ዓለም ከም ዘይኮነ'ውን ርእሱ ፈልዩ እዩ። ደቂመዛሙርቱ ብሓቂ ካብዛ…

ምስ ስጋን ደምን ኣይትቃለስ (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈ…

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኤፌሶን ብዛዕባ መንፈሳዊ ቅልስ ከምዚ ይብለና "እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ…

ሰባት ኣብ ሓጥያት ዝወድቅሉ ሰለስተ ምኽንያታት( ብሓው ዛክ…

ሰባት ኣብ ሓጥያት ተደጋጋሚ ዝወድቅሉ ምኽንያት ንስጋዊ ትምኒቶምን ሰብኣዊ መንነቶም ብግቡእ ስለ ዘይተርድእዎ እዩ፥እቲ ሰብኣዊ ሓይሊ ሰብ ፍቓድ ኣምላክ ንኽገብር ዱኹሙን ልሙሱን እዩ፥ንሕና ብገዛእ ርእስና ንሓጥያት ክንስዕሮ ኣይንክእልን ኢና፥ዝኾነ መጠን ውሳኔ፥መጠን ገዛእ ርስኻ ነብሰ ምቕጻዕ…

መንፈሳዊነት (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby zac poonen)

ያዕቆብ ምዕራፍ 3 ብዛዕባ መልሓስና ከመይ ጌርና ክንጥቀመሉ ከም ዝግባእ ዝምህር ዓቢ ምዕራፍ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ፥መጽሓፍ ምሳሌ ውን ብጥበብ መልሓስና ክንጥቀመሉ ከም ዝግባእ ብዙሕ ይዛረብ። መንፈስ ቅዱስ ጥራይ እዩ ንመልሓስና ክገትእ ዝኽእል ኣብ…

እምነት ብሓዊ እዩ ዝፍተን (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby…

ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መልእኽቱ ኩሉ ኣብ ምድሪ እንረኽቦ መከራ "ንግዜኡ ጥራይ ሙኳኑ " ብመንጽር ዘልኣለማውነት ክረኤ ከሎ ዋላ 100 ዓመታት ጥራይ ንኣዚዩ ቅሩብ ግዜ ምጽናሕ እዩ፥ እዚ ዘልኣለማዊ ኣረኣእያ ኣብ ማእከል ኩሉ መከራና…

ንኻልኦት ባርኽ ክትፍለጥ ድማ ኣይትድለ ርእስኻ ሕባእ።(ብሓው ዛክ…

ሓደ ካብ ባህሪያት እግዚኣብሄር ክረኤ ወይ መወዓውዒ ክገብር ዘይፈቱ ሙኻኑ እዩ፥ኣብ ቃል ኣምላኻ ብዛዕብ እዚ ከምዚ ተጻሒፉ ኣሎ "ዎ ኣምላኽ እስራኤል ዎ መድሓኒ ብሓቂ ንርእስኻ እትስውር ኣምላኽ ኢኻ" ( ኢሳ 45=15)ብሓቂ ኣምላኻ ርእሱ ይስውር እዩ…

ጸኒዕካ ፍቃድ ኣምላክ ምግባር (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby…

"ኣነ ፍቓድ እቲ ዝለኣኸኒ እምበር ፍቓደይ ምእንቲ ኽገብር ኣይኰንኩን ካብ ሰማይ ወሪደ ዘሎኹ" (ዮው 6=38)። ኣብዚ ላዕሊ ዘሎ ቃል ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ካብ ኣፉ ብዝወጸ ቃል ንምንታይ ናብ ምድሪ ከምዚ መጸ የረድእ፥ኣብዛ ሓንቲ ሙሉእ ሓሳብ…

√ሓላፍነት ሰብኣይን ሰበይትን መሰረታዊ ትምህርቲ ክርስትና (ብሓው ዛክ…

መደብ ኣምላኽ ንኣዚዩ ጽቡቕ ሓዳር ዝብል ቀጺልና ኣዕሚቑና ክንሓስብ ኢና፥ነዚ መጽናዕቲ ተጠንቂቕካ እንተ ኣቕሊብካሉ ህይወትካ ክልውጥ ከም ዝኽእል ይኣምን እየ። ኣብ ዝሓለፈ መጽናዕትና ኣምላኽ ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ክኸውን ከም ዝግባእ ፥ንሱ ጥራይ ዘመን ህይወቶም…

Sed purus velit, finibus non semper nonut am…

Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla,…