ካብ ዓለም ምፍላይ እቲ መሪሕ ቴማ ናይ ሓድሽ ኪዳን እዩ።የሱስ ቅድሚ ናብ መስቀል ምኻዱ ንደቂመዝሙሩ ንዓለም ከም ዘይብጽሕዋ ካብ ዓለም ከም ዘይኮኑን ነጊርዎም እዩ የሱስ ካብ ዓለም ከም ዘይኮነ'ውን ርእሱ ፈልዩ እዩ። ደቂመዛሙርቱ ብሓቂ ካብዛ…
ሰባት ኣብ ሓጥያት ዝወድቅሉ ሰለስተ ምኽንያታት( ብሓው ዛክ…
ሰባት ኣብ ሓጥያት ተደጋጋሚ ዝወድቅሉ ምኽንያት ንስጋዊ ትምኒቶምን ሰብኣዊ መንነቶም ብግቡእ ስለ ዘይተርድእዎ እዩ፥እቲ ሰብኣዊ ሓይሊ ሰብ ፍቓድ ኣምላክ ንኽገብር ዱኹሙን ልሙሱን እዩ፥ንሕና ብገዛእ ርእስና ንሓጥያት ክንስዕሮ ኣይንክእልን ኢና፥ዝኾነ መጠን ውሳኔ፥መጠን ገዛእ ርስኻ ነብሰ ምቕጻዕ…
መንፈሳዊነት (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby zac poonen)
ያዕቆብ ምዕራፍ 3 ብዛዕባ መልሓስና ከመይ ጌርና ክንጥቀመሉ ከም ዝግባእ ዝምህር ዓቢ ምዕራፍ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ፥መጽሓፍ ምሳሌ ውን ብጥበብ መልሓስና ክንጥቀመሉ ከም ዝግባእ ብዙሕ ይዛረብ። መንፈስ ቅዱስ ጥራይ እዩ ንመልሓስና ክገትእ ዝኽእል ኣብ…
እምነት ብሓዊ እዩ ዝፍተን (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby…
ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መልእኽቱ ኩሉ ኣብ ምድሪ እንረኽቦ መከራ "ንግዜኡ ጥራይ ሙኳኑ " ብመንጽር ዘልኣለማውነት ክረኤ ከሎ ዋላ 100 ዓመታት ጥራይ ንኣዚዩ ቅሩብ ግዜ ምጽናሕ እዩ፥ እዚ ዘልኣለማዊ ኣረኣእያ ኣብ ማእከል ኩሉ መከራና…
የሱስ ክርስቶስ ስለ ምንታይ እዩ ሞይቱ? (ብሓው ዛክ…
ጳውሎስ ብዛዕባ እዚ ሓቂ ብዙሕ እዩ ተዛሪቡ ንሱ ክኣ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ምስ ሞተ ኩሎም ኣመንቲ ምሰኡ ሞይቶም ዝብል ኣዩ ።እምብኣርከስ ሓደ በጃ ዅሉ ሞተ ስለዚ ዅላቶም ሞቱ ካብ እንብልሲ ፍቕሪ ክርስቶስ ደሪኹና እዩ" (2ቆሮ…
ንኻልኦት ባርኽ ክትፍለጥ ድማ ኣይትድለ ርእስኻ ሕባእ።(ብሓው ዛክ…
ሓደ ካብ ባህሪያት እግዚኣብሄር ክረኤ ወይ መወዓውዒ ክገብር ዘይፈቱ ሙኻኑ እዩ፥ኣብ ቃል ኣምላኻ ብዛዕብ እዚ ከምዚ ተጻሒፉ ኣሎ "ዎ ኣምላኽ እስራኤል ዎ መድሓኒ ብሓቂ ንርእስኻ እትስውር ኣምላኽ ኢኻ" ( ኢሳ 45=15)ብሓቂ ኣምላኻ ርእሱ ይስውር እዩ…
ጸኒዕካ ፍቃድ ኣምላክ ምግባር (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby…
"ኣነ ፍቓድ እቲ ዝለኣኸኒ እምበር ፍቓደይ ምእንቲ ኽገብር ኣይኰንኩን ካብ ሰማይ ወሪደ ዘሎኹ" (ዮው 6=38)። ኣብዚ ላዕሊ ዘሎ ቃል ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ካብ ኣፉ ብዝወጸ ቃል ንምንታይ ናብ ምድሪ ከምዚ መጸ የረድእ፥ኣብዛ ሓንቲ ሙሉእ ሓሳብ…
√ሓላፍነት ሰብኣይን ሰበይትን መሰረታዊ ትምህርቲ ክርስትና (ብሓው ዛክ…
መደብ ኣምላኽ ንኣዚዩ ጽቡቕ ሓዳር ዝብል ቀጺልና ኣዕሚቑና ክንሓስብ ኢና፥ነዚ መጽናዕቲ ተጠንቂቕካ እንተ ኣቕሊብካሉ ህይወትካ ክልውጥ ከም ዝኽእል ይኣምን እየ። ኣብ ዝሓለፈ መጽናዕትና ኣምላኽ ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ክኸውን ከም ዝግባእ ፥ንሱ ጥራይ ዘመን ህይወቶም…