THE HIGHLIGHTS
Your daily dose of inspiration
From our Edietors
ሓርነት ካብ መንፈስ ዓለም

ካብ ዓለም ምፍላይ እቲ መሪሕ ቴማ ናይ ሓድሽ ኪዳን እዩ።የሱስ ቅድሚ ናብ መስቀል ምኻዱ ንደቂመዝሙሩ ንዓለም ከም ዘይብጽሕዋ ካብ ዓለም ከም ዘይኮኑን ነጊርዎም እዩ የሱስ ካብ ዓለም ከም ዘይኮነ'ውን ርእሱ ፈልዩ እዩ። ደቂመዛሙርቱ ብሓቂ ካብዛ ዓለም ከም ዘይኮኑ ኣረጋጊጽሎም እዩ ንዓለም ስለ ዘይብጽሕዋ ኽኣ ኣብኣ ክነብሩ መከራ ከም ዝረኽቦምን ከቢድን ሙኳኑን ነገርዎም እዩ "ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ዓለም ነቲ ናታ ዝዀነ... read more ❯
ኣርእስቲ እታ ኣልቡም

ናይ መዝሙር ምንጪ እግዚኣብሄር በዓሉ እዩ። ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ እዉን ወሃቢ ሰማያዊ መዝሙራት እዩ። ስለዚ ኣርእስቲ ናይቲ መዝሙርና "መን የዉጽኣሉ?" ንዝብል ሕቶ ድሮ በቲ ወሃቢ መዝሙር ዝኾነ እግዚኣብሄር እዩ ተወሲኑ ዘሎ።
ኣብ ሰማይ፣ መዋዕዉዒ ናይ ሜድያ ገሊጹ ክዉድኣ ዘይክኣሎ፣ ሓንቲ ነንመዓልቱ ፈጺማ ሓዳስ እትኾነካ ናይ ኣምልኾን መዝሙርን ኣልቡም ወጺኣ ኣላ። እትዝርግሓሉ ጊዜን ሰዓትን ቦታን ተወሲኑላ ኣሎ። ኣቦ ሰሚዑ ዘይመንዋ፣ መንፈስ ቅዱስ... read more ❯
ትርጉም "ብመልክዕና ኸም ምስልና ሰብ ንግበር"

"እቶም ኣብ ዘፍጥረት 1፡27 ዘለዉ ሰባት ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥሩ፣ ግና ኸኣ መናፍስቲ ጥራይ ዝዀኑ ሰባት እዮም" ንዝብል ትምህርቲ ሓሶት፡ ካብ ስሩ ዝምሕዋ፣ ካብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1 ን 2 ን እተወስዳ፣ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዘፍጥረት 1 ን 2 ን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሰብ ድማ ንጹርን ምሉእን ዝዀነ ሰማያዊ ሓቂ ዘጨብጣና ዓሰርተ ክልተ (12) ኣዕኑድ ዝዀና ሓቂታት (the 12 Pillars of the... read more ❯
ሚስጥራት ዓወት (Part 7)

ክንዮ ዓቕምኻ ክትፍተን ኣምላኽ ኣይሓድገካን እዩ
ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ (1ቆሮ 10=13) ዘሎ ቃል ኣዚዩ ክብሪ ዝመልኦ ንኹሉና መጸናዒ ቃል እዩ ከምዚ ክኣ ይብል "ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን ። ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ምስቲ ፈተናኹም ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ መውጽኢ ገይሩልኩም ኣሎ፡ ካብ ዓቕምኹም ንንየው ክትፍተኑ ኣይሐድገኩምን እዩ" ሰባት ኩሉ ግዜ ክጸርዎ ዘይክእሉ መከራን ሓዘንን ከም ዝሓልፉ ዘሎዉ ይዛረቡ እዚ ንቶም... read more ❯
Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit.

Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut
Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
ሚስጥራት ዓወት (Part 7)

ክንዮ ዓቕምኻ ክትፍተን ኣምላኽ ኣይሓድገካን እዩ
ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ (1ቆሮ 10=13) ዘሎ ቃል ኣዚዩ ክብሪ ዝመልኦ ንኹሉና መጸናዒ ቃል እዩ ከምዚ ክኣ ይብል "ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን ። ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ምስቲ ፈተናኹም ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ መውጽኢ ገይሩልኩም ኣሎ፡ ካብ ዓቕምኹም ንንየው ክትፍተኑ ኣይሐድገኩምን እዩ" ሰባት ኩሉ ግዜ ክጸርዎ ዘይክእሉ መከራን ሓዘንን ከም ዝሓልፉ ዘሎዉ ይዛረቡ እዚ ንቶም... read more ❯
Nunc hendrerit egestas amus ad arcu im usa

Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut
Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
Sed purus velit, finibus non semper nonut am utas

Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut
Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
Phasellus lacinia tortor am ust euismod, rutrum tellus et

Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut
Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
Maecenas tincidunt posuere quam, eu consectetur justo

Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut
Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
Our Qeust Blogers
መግለጺ ካብ ንኹሉ ሓለፍ እትብል ራእይ ናይ ስልጠና ማእከል ምምሕዳር ክፍሊ

ሰላም ፍቁራት። እዚ ኣብ 2019 ብወግዒ ብሕጋዊ ኣገባብ ዝጀመረ ናይ ስልጠና ናይ ስነ መለኮት ቤት
ትምህርቲ፡ ተማሃሮ ብፍታዎምን ብምርጫኦም መጺኦም ከም ዝስልጥኑ፣ ትማሊ ሓውና ኣሼር ኣብ ፌስቡክ ላይቭ ወጺኡ ንጹር መግለጺ ሂቡ ነይሩ። እቶም ሽዑ ኣብ ላይቭ ዝነበርኩም፣ ነቲ ዝቐረበ ኵሉ መግለጺ፡ መልእኽቲ፡ ሓበሬታን ሰነዳትን ሪኢኹሞ ኣለኹምም።
እቲ መበገሲ ዛዕባ፣ ባዕላ ብፍታዋን ምርጫኣን ምሳና መጺኣ ኣብ 8ይ ዙር (8thÄRoundÄLevelÄ1)Äምሳና እተማሃረት ጸሃይ ሃይለ... read more ❯
ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) 2ይ ክፋል
ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ!
ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) 2ይ ክፋል read more ❯
ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) (1ይ ክፋል)
ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ!
ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) read more ❯
መጻሕፍቲ ወይስ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ትጋገዩ አሎኹም
ኣብዚ ሊንክ እዚ ጠውቑ!
መጻሕፍቲ ወይስ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ትጋገዩ አሎኹም
read more ❯
ምዕራፍ 6፡ ሕጊ ውህደት /THE PRINCIPLE OF Harmony/
ዓላማ፡ ንሓደ ጽሑፍ ምስቲ ዝተረፈ ምሉእ ቅዱስ ጽሑፍ ብምውህሃድ ተርጒሞ
ናይዚ ትምህርቲ ትሕዝቶ /Lesson Outline /
መእተዊ
ነቲ ኣድጊ ቅድሚ እታ ካሮሳ ግበሮ
ከምዚ ዝብል ጽሑፍ ድማ ኣሎ
ዕዮ ክፍሊ
ዕዮ ገዛ
መእተዊ
ኣብ ሓደ እግሪ ጥራይ ዘለዋ ኮፍ መበሊ (ሰድያ) ኮፍ ኢልካዶ ትፈልጥ፧ ተማዕራሪኻ፣ እዚ ማለት ሚዛንካ ሓሊኻ ኮፍ ክትብል፣ ምናልባት ካብ መሬት ንቁሩብ ኢንቺታት ጥራይ በሪኽካ እዩ ክኸውን ዝኽእል።... read more ❯
Latest posts
ሓርነት ካብ መንፈስ ዓለም
admin - October 21, 2018
ካብ ዓለም ምፍላይ እቲ መሪሕ ቴማ ናይ ሓድሽ ኪዳን እዩ።የሱስ ቅድሚ ናብ መስቀል ምኻዱ ንደቂመዝሙሩ ንዓለም ከም ዘይብጽሕዋ ካብ ዓለም ከም ዘይኮኑን ነጊርዎም እዩ የሱስ ካብ ዓለም ከም ዘይኮነ’ውን ርእሱ [ … ]
ትርጉም “ብመልክዕና ኸም ምስልና ሰብ ንግበር”
admin - October 15, 2017
“እቶም ኣብ ዘፍጥረት 1፡27 ዘለዉ ሰባት ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥሩ፣ ግና ኸኣ መናፍስቲ ጥራይ ዝዀኑ ሰባት እዮም” ንዝብል ትምህርቲ ሓሶት፡ ካብ ስሩ ዝምሕዋ፣ ካብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1 ን 2 ን እተወስዳ፣ [ … ]
ሚስጥራት ዓወት (Part 7)
admin - May 10, 2017
ክንዮ ዓቕምኻ ክትፍተን ኣምላኽ ኣይሓድገካን እዩ ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ (1ቆሮ 10=13) ዘሎ ቃል ኣዚዩ ክብሪ ዝመልኦ ንኹሉና መጸናዒ ቃል እዩ ከምዚ ክኣ ይብል “ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን ። [ … ]
ኣርእስቲ እታ ኣልቡም
Robel Netsereab - January 10, 2017
ናይ መዝሙር ምንጪ እግዚኣብሄር በዓሉ እዩ። ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ እዉን ወሃቢ ሰማያዊ መዝሙራት እዩ። ስለዚ ኣርእስቲ ናይቲ መዝሙርና “መን የዉጽኣሉ?” ንዝብል ሕቶ ድሮ በቲ ወሃቢ መዝሙር ዝኾነ እግዚኣብሄር እዩ ተወሲኑ [ … ]
Tech