Loading...

From our Edietors

ሓርነት ካብ መንፈስ ዓለም
Published 10/21/2018 in Editors
Author admin
ካብ ዓለም ምፍላይ እቲ መሪሕ ቴማ ናይ ሓድሽ ኪዳን እዩ።የሱስ ቅድሚ ናብ መስቀል ምኻዱ ንደቂመዝሙሩ ንዓለም ከም ዘይብጽሕዋ ካብ ዓለም ከም ዘይኮኑን ነጊርዎም እዩ የሱስ ካብ ዓለም ከም ዘይኮነ'ውን ርእሱ ፈልዩ እዩ። ደቂመዛሙርቱ ብሓቂ ካብዛ ዓለም ከም ዘይኮኑ ኣረጋጊጽሎም እዩ ንዓለም ስለ ዘይብጽሕዋ ኽኣ ኣብኣ ክነብሩ መከራ ከም ዝረኽቦምን ከቢድን ሙኳኑን ነገርዎም እዩ "ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ዓለም ነቲ ናታ ዝዀነ... read more ❯
ሚስጥራት ዓወት (Part 7)
Published 5/10/2017 in Editors
Author admin
ክንዮ ዓቕምኻ ክትፍተን ኣምላኽ ኣይሓድገካን እዩ ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ (1ቆሮ 10=13) ዘሎ ቃል ኣዚዩ ክብሪ ዝመልኦ ንኹሉና መጸናዒ ቃል እዩ ከምዚ ክኣ ይብል "ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን ። ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ምስቲ ፈተናኹም ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ መውጽኢ ገይሩልኩም ኣሎ፡ ካብ ዓቕምኹም ንንየው ክትፍተኑ ኣይሐድገኩምን እዩ" ሰባት ኩሉ ግዜ ክጸርዎ ዘይክእሉ መከራን ሓዘንን ከም ዝሓልፉ ዘሎዉ ይዛረቡ እዚ ንቶም... read more ❯
ኣርእስቲ እታ ኣልቡም
Published 1/10/2017 in Editors
Author Robel Netsereab
ናይ መዝሙር ምንጪ እግዚኣብሄር በዓሉ እዩ። ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ እዉን ወሃቢ ሰማያዊ መዝሙራት እዩ። ስለዚ ኣርእስቲ ናይቲ መዝሙርና "መን የዉጽኣሉ?" ንዝብል ሕቶ ድሮ በቲ ወሃቢ መዝሙር ዝኾነ እግዚኣብሄር እዩ ተወሲኑ ዘሎ። ኣብ ሰማይ፣ መዋዕዉዒ ናይ ሜድያ ገሊጹ ክዉድኣ ዘይክኣሎ፣ ሓንቲ ነንመዓልቱ ፈጺማ ሓዳስ እትኾነካ ናይ ኣምልኾን መዝሙርን ኣልቡም ወጺኣ ኣላ። እትዝርግሓሉ ጊዜን ሰዓትን ቦታን ተወሲኑላ ኣሎ። ኣቦ ሰሚዑ ዘይመንዋ፣ መንፈስ ቅዱስ... read more ❯
ትርጉም "ብመልክዕና ኸም ምስልና ሰብ ንግበር"
Published 10/15/2017 in Editors
Author admin
"እቶም ኣብ ዘፍጥረት 1፡27 ዘለዉ ሰባት ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥሩ፣ ግና ኸኣ መናፍስቲ ጥራይ ዝዀኑ ሰባት እዮም" ንዝብል ትምህርቲ ሓሶት፡ ካብ ስሩ ዝምሕዋ፣ ካብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1 ን 2 ን እተወስዳ፣ ብዛዕባ እቲ ኣብ ዘፍጥረት 1 ን 2 ን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሰብ ድማ ንጹርን ምሉእን ዝዀነ ሰማያዊ ሓቂ ዘጨብጣና ዓሰርተ ክልተ (12) ኣዕኑድ ዝዀና ሓቂታት (the 12 Pillars of the... read more ❯
ሚስጥራት ዓወት (Part 7)
Published 5/10/2017 in ትምህርቲ ወደ መዝሙር
Author admin
ክንዮ ዓቕምኻ ክትፍተን ኣምላኽ ኣይሓድገካን እዩ ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ (1ቆሮ 10=13) ዘሎ ቃል ኣዚዩ ክብሪ ዝመልኦ ንኹሉና መጸናዒ ቃል እዩ ከምዚ ክኣ ይብል "ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን ። ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ምስቲ ፈተናኹም ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ መውጽኢ ገይሩልኩም ኣሎ፡ ካብ ዓቕምኹም ንንየው ክትፍተኑ ኣይሐድገኩምን እዩ" ሰባት ኩሉ ግዜ ክጸርዎ ዘይክእሉ መከራን ሓዘንን ከም ዝሓልፉ ዘሎዉ ይዛረቡ እዚ ንቶም... read more ❯
Itum as binus sitam conestum ey
Published 5/10/2017 in ትምህርቲ ወደ መዝሙር
Author admin
Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
√ሓላፍነት ሰብኣይን ሰበይትን መሰረታዊ ትምህርቲ ክርስትና (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሃፈby zac poonen)
Published 6/1/2017 in ትምህርቲ ወደ መዝሙር
Author admin
መደብ ኣምላኽ ንኣዚዩ ጽቡቕ ሓዳር ዝብል ቀጺልና ኣዕሚቑና ክንሓስብ ኢና፥ነዚ መጽናዕቲ ተጠንቂቕካ እንተ ኣቕሊብካሉ ህይወትካ ክልውጥ ከም ዝኽእል ይኣምን እየ። ኣብ ዝሓለፈ መጽናዕትና ኣምላኽ ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ክኸውን ከም ዝግባእ ፥ንሱ ጥራይ ዘመን ህይወቶም ኣብዛ ምድሪ ክጠምሮም ከም ዘለዎ ምኽንያቱ ክኣ ኣምላኽ እቲ ዝዓበየ ጠማሪ ሓይሊ ኣብ ኣድማስ ስለ ዝኾነ፥እንተ ድኣ ካልእ ኣብ ሞንጎኦም መጺኡ ከም ገንዘብ ፥ቤተሰብ ፥ስራሕ ፥ቆልዑት... read more ❯
እምነት ብሓዊ እዩ ዝፍተን (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby zac poonen)
Published 6/1/2017 in ትምህርቲ ወደ መዝሙር
Author admin
ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መልእኽቱ ኩሉ ኣብ ምድሪ እንረኽቦ መከራ "ንግዜኡ ጥራይ ሙኳኑ " ብመንጽር ዘልኣለማውነት ክረኤ ከሎ ዋላ 100 ዓመታት ጥራይ ንኣዚዩ ቅሩብ ግዜ ምጽናሕ እዩ፥ እዚ ዘልኣለማዊ ኣረኣእያ ኣብ ማእከል ኩሉ መከራና ክህልወና ኣሎዎ፥ ኩሎም ሃዋርያት እዚ ኣረኣእያ ነይርዎም ፥ያዕቆብ ንህይወትና ከም ትኪ ገልጽዎ ኣሎ "ንስኻትኩም ነቲ ጽባሕ ዚኸውን ኣይትፈልጥዎን ... read more ❯
Sed purus velit, finibus non semper nonut am utas
Published 5/10/2017 in ትምህርቲ ወደ መዝሙር
Author admin
Semper leo. Fusce lectus justo, porta quis felis at, imperdiet elementum libero. Duis nec dignissim lectus.Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Suspendisse scelerisque venenatis purus eget maximus. Fusce dapibus leo sed sem fringilla, nec convallis arcu egestas. Nullam ut Nulla facilisi. Etiam euismod tristique ipsum, vitae fringilla orci tempor at. Cras dignissim laoreet ligula. Interdum et malesuada fames ac... read more ❯
ንኻልኦት ባርኽ ክትፍለጥ ድማ ኣይትድለ ርእስኻ ሕባእ።(ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby Zac Poonen)
Published 6/1/2017 in ትምህርቲ ወደ መዝሙር
Author admin
ሓደ ካብ ባህሪያት እግዚኣብሄር ክረኤ ወይ መወዓውዒ ክገብር ዘይፈቱ ሙኻኑ እዩ፥ኣብ ቃል ኣምላኻ ብዛዕብ እዚ ከምዚ ተጻሒፉ ኣሎ "ዎ ኣምላኽ እስራኤል ዎ መድሓኒ ብሓቂ ንርእስኻ እትስውር ኣምላኽ ኢኻ" ( ኢሳ 45=15)ብሓቂ ኣምላኻ ርእሱ ይስውር እዩ ኣምላኻ ንዕኡ ክንመስል እዩ ዝደሊ፥ተማቐልቲ ባህሪያቱ ክንከውን ነገራት ክሰርህ ከሎ ከይተፈልጠ ክገብር ዘፍቅር፥ነገራት ክገብር ኮሎ ክብሪ... read more ❯

Our Qeust Blogers

መግለጺ ካብ ንኹሉ ሓለፍ እትብል ራእይ ናይ ስልጠና ማእከል ምምሕዳር ክፍሊ
Published 3/5/2024 in The only one vision
Author admin
ሰላም ፍቁራት። እዚ ኣብ 2019 ብወግዒ ብሕጋዊ ኣገባብ ዝጀመረ ናይ ስልጠና ናይ ስነ መለኮት ቤት ትምህርቲ፡ ተማሃሮ ብፍታዎምን ብምርጫኦም መጺኦም ከም ዝስልጥኑ፣ ትማሊ ሓውና ኣሼር ኣብ ፌስቡክ ላይቭ ወጺኡ ንጹር መግለጺ ሂቡ ነይሩ። እቶም ሽዑ ኣብ ላይቭ ዝነበርኩም፣ ነቲ ዝቐረበ ኵሉ መግለጺ፡ መልእኽቲ፡ ሓበሬታን ሰነዳትን ሪኢኹሞ ኣለኹምም። እቲ መበገሲ ዛዕባ፣ ባዕላ ብፍታዋን ምርጫኣን ምሳና መጺኣ ኣብ 8ይ ዙር (8thÄRoundÄLevelÄ1)Äምሳና እተማሃረት ጸሃይ ሃይለ... read more ❯
ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) 2ይ ክፋል
Published 9/1/2022 in The only one vision
Author Asher Reda
ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ! ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) 2ይ ክፋል read more ❯
ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) (1ይ ክፋል)
Published 8/31/2022 in The only one vision
Author Asher Reda
ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ! ማእከልነት ክርስቶስ ዝወስድ ኵሉ ዓይነት ምህሮታት ርጉም ይዅን! (ኣናተማ!) read more ❯
ኣዝዩ ኣገዳሲ ምኽሪ ንዅሉ ሰብ፡ ብፍላይ ከኣ ንክርስትያናት
Published 3/19/2021 in The only one vision
Author Asher Reda
ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ ኣገዳሲ ምኽሪ read more ❯
መጻሕፍቲ ወይስ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ትጋገዩ አሎኹም
Published 1/21/2021 in The only one vision
Author Asher Reda
ኣብዚ ሊንክ እዚ ጠውቑ! መጻሕፍቲ ወይስ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ትጋገዩ አሎኹም   read more ❯
THE VISION, CHAPTER-7
Published 7/29/2020 in The only one vision
Author Asher Reda
CLICK HERE! THE VISION CHAPTER 7, PDF read more ❯
ምዕራፍ 6፡ ሕጊ ውህደት /THE PRINCIPLE OF Harmony/
Published 7/29/2020 in The only one vision
Author Asher Reda
ዓላማ፡ ንሓደ ጽሑፍ ምስቲ ዝተረፈ ምሉእ ቅዱስ ጽሑፍ ብምውህሃድ ተርጒሞ ናይዚ ትምህርቲ ትሕዝቶ /Lesson Outline /   መእተዊ ነቲ ኣድጊ ቅድሚ እታ ካሮሳ ግበሮ ከምዚ ዝብል ጽሑፍ ድማ ኣሎ ዕዮ ክፍሊ ዕዮ ገዛ መእተዊ ኣብ ሓደ እግሪ ጥራይ ዘለዋ ኮፍ መበሊ (ሰድያ) ኮፍ ኢልካዶ ትፈልጥ፧ ተማዕራሪኻ፣ እዚ ማለት ሚዛንካ ሓሊኻ ኮፍ ክትብል፣ ምናልባት ካብ መሬት ንቁሩብ ኢንቺታት ጥራይ በሪኽካ እዩ ክኸውን ዝኽእል።... read more ❯
THE VISION CHAPTER 6
Published 7/22/2020 in The only one vision
Author Asher Reda
ምዕራፍ 6 PDF read more ❯
ምዕራፍ 5፡ ሕጊ ቅሉልነት (The Principle of Simplicity)
Published 7/22/2020 in The only one vision
Author Asher Reda
ኣብዚ ሊንክ እዚ ጠውቕ! ምዕራፍ 5፡ ሕጊ ቅሉልነት PDF read more ❯
መልሲ ን Habtom Yohannes
Published 7/18/2020 in The only one vision
Author Asher Reda
ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ! መልሲ ንሃብቶም ዮሃንስ read more ❯
Latest posts
Tech